ሓሪቕካ ዘይከውን ውሳኔ ከይትውስን ዝጠቕሙኻ ሜላታት

ሓሪቕካ ዘይከውን ውሳኔ ከይትውስን ዝጠቕሙኻ ሜላታት

nkulu senay

3 недели назад

199 Просмотров

Ссылки и html тэги не поддерживаются


Комментарии:

@eru8046
@eru8046 - 25.09.2024 16:10

Nay bhaki freta maerey ❤❤

Ответить
@tekeleyodit9304
@tekeleyodit9304 - 25.09.2024 17:42

❤❤❤❤❤ Danke

Ответить
@lucihabte5790
@lucihabte5790 - 25.09.2024 18:58

❤God bless you frey❤

Ответить
@LemlemTekle-w4e
@LemlemTekle-w4e - 25.09.2024 22:46

ፍረታ ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዜኣቤህር ኣምላኽ

Ответить
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 - 28.09.2024 07:21

ን ኣስራሕትካን ብሰበይትካን ጥራሕ ሓምቅ ኣይትመልስ..
ሰበይትኻ ኩፉእ ጠባይ ኮይኑ mental ክይና. ካልእ ሰበይት ሕዛካ. ተዳሊኻ. ትፈትሐ..

ዘጥይት ሰበይቲ ብ ጥይት ሰበይት ኢኻ ትትክኣ

ዘብዝሕ ኣብ wrong marriage

ካልኦት ኣብ ደገ ትረኽቦም ሓለፍት ስራሕካ ዘኮይኑ ሰበይትኻ ዘይኮኑ...ግን ምርጽ ቅረብ

ኣብ ዝኽነ እኹን ኣይትዛረብ ኣይጻወት ረዚን ኹን.ዝደፍረካ የለን.
እንተ ደፎሮሙካ. ኣሕርኮሙካ ኣይትፍራሕ...ብክልተ ቃል ኩፉእ ምንፈሶም ስበሮ..ንሶም ይሓሙ...ይሓርቅ ይበኽዩ ን ምወእል..ንስኻ ትሕጎስ ትስ ሕቅ..ንኩሉ ግዜ

ኣምላክ በር ሰብ ዘይምፍራሕ
ብሕልፊ ሰበይትኻ..ምጻወት ሰይጣን ከይትኸውን

Ответить
@AdamMahmude-f2g
@AdamMahmude-f2g - 29.09.2024 10:29

👌👌👌👌💙

Ответить
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 - 30.09.2024 21:23

ብሓቂ ክብርቲ ሓፈትና አነ ቀደም ድሓን እየ ነይረ አብ ሐዚ እዋን ግን ብጣዕሚ ሓራቅ ከይነ መልሲ ምልሲ እዩ ዝመፅኒ ድሓር ምስ
ሓለፈ ክሉ በይነይ ከይነ ይበኪ መአዝ እየ ዘወግዶ ይጨንቀኒ

Ответить
@kuduskiflay-fd9nn
@kuduskiflay-fd9nn - 07.10.2024 14:05

ዝፈትዋ ዝነበርኩ ጎሮቤተይ ኩሉ ግዜ ቡን ተስትየኒ ዝነበረት ሓደ ማዓልቲ ሓሪቀ ጸፊዕያ ኩሉ ግዜ ይጣዓስ ንምንታይ ከሙ ጌረ ነዛ ርግቢት ሰላም ኢለ ይሓስብ

Ответить
@kuduskiflay-fd9nn
@kuduskiflay-fd9nn - 07.10.2024 14:08

ባሓቂ ብዙሕ ተማሂረ ካብዛ Video Thanks very much!!!

Ответить