Комментарии:
ሓያል ዓፈና ሚድያታት ብግ/መንግስቲ ትግራይ ይካየድ ኣሎ።
ОтветитьNatina media mezanawi eu qexelilu ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Ответитьናትና ፎሮም ብጣዕሚ ጎበዛት አጋናዘብቲ እና ፍታሓውያን ኢኹም ቀፅልሉ እንተ እተንዝተረፋ ብፍላይ ድማ Dw,tigray tv,እተንዝወረዳ እና ዘይረብሓን ድኹማት እና ኣቋም ዘይብለን ናይ እንዳመስተ ሸራሙጥ እየን ዝመስላ
Ответитьሃገር ተክለብርሃን መብዛእቱኡ ጊዜ ተቅርቦ ናይ ጊዚያዊ መንግስቲ ደጊፍካ ኢኻ ተቀርብ ናይ አብይ አህመድ ሰራኸተኛ ኢኻ
Ответитьመን ከማካ ሃገር 💐💐💐💐💐
Ответитьረሳሓት ናይ ጌታቸዉና ፀድቃን. ሚድያታት. አከባብነት አንደፈለኩም እትዉዕሉ. ዘለኩም.. ብገንዘብ. ተገዛእኩም. .. ዕሱባት.ለያው እከኩም ❌❌❌❌❌❌❌ረሰሓት..ሚድያታት..ትግራይ.....ግን ክወግሕ እዩ...አቱም. ናይቶም ዕሱባት. .ትእዛዝ .(ፃድቃን.ና.ጌታቸው...ረሳሓት. ትዙወራ ለክን.🔴🔱🔴❌❌❌❌👎👎❌❌❌
Ответитьረሳሓት ናይ ጌታቸዉና ፀድቃን. ሚድያታት. አከባብነት አንደፈለኩም እትዉዕሉ. ዘለኩም.. ብገንዘብ. ተገዛእኩም. .. ዕሱባት.ለያው እከኩም ❌❌❌❌❌❌❌ረሰሓት..ሚድያታት..ትግራይ.....ግን ክወግሕ እዩ...አቱም. ናይቶም ዕሱባት. .ትእዛዝ .(ፃድቃን.ና.ጌታቸው...ረሳሓት. ትዙወራ ለክን.🔴🔱🔴❌❌❌❌👎👎❌❌❌
Ответитьአብ ትግራይ ዘለዋ ሚዲያታት ጉዙአት ናይ ጊዚያዊ መንጊሲቲ ተከፈሊቲ እዩን ሐገር አብዛ እዉን ንትግራይ ዘየዳሉ እንበር ጺባህከ ናበይ እኒ ዲሚጺ ወያኔ ትግራይ አገበኛታት ሚዲያ😮😮😮😮😮😮
ОтветитьAbyi tilak giosidre
Ответитьሃገር ተኽለብርሃን ቅኑዕን ልባምን ኢኻ
Ответитьናይዚ ፃድቃን ዝብልዎን ናይ ጌታቸው እረ ኣድሑንና ብጣዕሚ ኣሰልቸወምና ዞምጉዝኣት
Ответитьእንድሕር ገለልተኛ ሚድያ ኮይንካ ንምንታይ ናይ ጀነራል ፃድቃን ፎቶ ሓዊ ኣክቢብካሉ?? 👇ናይ ኣደመ ፎረም👇👇
Ответитьጅግና ❤❤❤
ОтветитьG
Ответить❤❤❤
Ответитьጻድቃን ብናይ ትግራይ ጀጋኑ መናአስይ ደም አይትቀልድ ልቀቅ/?
Ответитьኮሐሑሉ ጥራ ረሳሕሚዲያ ደናቁረ
Ответитьጀግና ጀነራል ፃድቃን መድሕን ህዝቢ ትግራይ
Ответитьሃገር ሚድያ ብጣዓሚ በሳል መስተውዓል ንዝመፅእ ዎሎዶ አትሓስብ❤❤❤❤❤❤
Ответитьወገነኛታት ንትግራይ ክንዲ ምጥማር።ንሰ ንሳትና ክተባላልዕና ትውዕሉ ኣለክም።
Ответитьእዚ ሰብ እዙይ ሓምዘቁዘቅ ኣብዝሑ ምድያታት ትግራይ ተሓብአን እኮ ኣይኮናን ዝዝግባ ዘለዋ ብዘይካ ፃድቃንን ጌታቸው ደገፍቶም ናበይ ከይዶም ዘግቦም ??? እስከ በሎም ንውድብ ይኩን ንህዝቢ ክሕደን ኣለዋ።
Ответитьዑሱባት ባንዳ እኹም
ОтветитьWho is Zadkan who give him mandate to call election please before it's to late we have to step him or kick him ot Zadkan for good b/r Tigray is in danger or in a huge mess. I am 100% we will loose Tigray for good. So youths of Tigray do some thing act please.
Ответитьጀነራል ጻድቃን ኩርኩር ናይ አብይ አህመድ ስለዝኾነ ስጋብ ሕዝይ ብዙህ ነገር እናባላሸወ ዝመጸ ከዳዕ እዩ ብደንቢ አጽንዕዎ ትግራይ ናብ ገደል ከይአተወት ርአይዎም እዞም አኪብዎም ዘሎ ብምሉኦም ጸላእቲ ህወሓት ክነሶም ብፍላጥ ወይ ብዘይ ፍላጥ ህዝቢ ትግራይ ናብ ዘይወጾ ደልሀመት እናሸመሞሞ ይርከቡ።
Ответитьናይ ፃርቃን ኣዘራርባ ን ቀርኒ ኣፍሪካ ፀላዊ ስለዝኾነ ብደምቢ ዘግቦ።ናይኒ ሕቱኹቱኽ ወይዘሮ መንጀሪና ጠሊቅኻ ኣይተቅርብ።
Ответитьድምፂ ህወሓት ኣይትበል ።ከምኡ ዝበለ የለን።ወይ ከማኻ ደጋፊ እንተኾይኑ ኣይፈልጥን።
ሚድያ ናይ መንግስቲ ንመንግስቲ እዪ ዘገልግል።ነገር ግን ንኹለን ውድባት እውን ከገልግል ይግባእ።ን ህወሓት ዝብል ኣይንቅበሎን
ኩለን ሚድያታት ሸረኛታት ናይሓደ ወገን ዝወገና ናይህዝቢ ዓይኒ ዘየብለን ሚድያታት እየን ኩለን አብትግራይ ዘለዋ ብፍላይ ድምፂ ወያነ ተለብዥን ትግራይ ንሓደ ሰብ ዝወገና እየን።
Ответитьሀፅፅካ ጥፋእ ሐሳዊ በጀካ ሐሶትካልእ የለን
Ответитьንፍትሕን ሓቅን ዝቃለስ ሚድያ ምንም ኣድልዎ ዘይብሉ ቀፅለሉ
Ответить