Комментарии:
💕💕💕💕💕💕
Ответитьአቲ ሓደ ብጉልበት
,፡ ፡ ብፍልተት
እቲ ሓደ ብንብረት
ነልመኣያ መሬት ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Abrisheyyyyy demey nay lbeyyyyy.
ОтветитьAbraham afewerki great artiste for all East african commuinities from somalia 🇸🇴❤️🇪🇷
Ответитьሰዊት ስገም
ተቐበሉ ክህበኩም ዕምበባ ዘብህግ ስልማት
ሰዊት ስገም መቓልሕ ናይ ጻዕሪ ሕፍሶ ድራር ዕለት
ዕቱር ተስፋ ትምኒት ፍረ ጻማ ምልክት ናይ ልምዓት
ካብ መሬተይ ዝቦቖለ ሰዊት
ዓንጋሊተይ ንሰብ ከም ንጥሪት
ምስ ፍቕሪ ምስ ስኒት
ብምሉእ ሓይለይ ሰሪሐ ጽዒረ
ኣሕሊፈዮ ጸሎት ተደሪረ
ምጾታት ሰጊረ
ዘኪረዮ ክትባድም ግራተይ
ፈንጂ ዘሪኦምዎ ነቢይ ብሂወተይ
ረዲኤት ዘይናተይ
ሎሚ ንማእቶት ሰብ ርስቲ ወፊሮምዎ
መዓቢይቶም ፈልሲ ጋሪዶምዎ
ማይ ኣቐብልዮም
ተቐበሉ ክህበኩም ዕምበባ ዘብህግ ስልማት
ሰዊት ስገም መቓልሕ ናይ ጻዕሪ ሕፍሶ ድራር ዕለት
ዕቱር ተስፋ፡ትምኒት ፍረ ጻማ ምልክት ናይ ልምዓት
ዝሓለፉን ዘለዉን ንሰብ ቅያ
ብልግሶም ሃብታማት ብሕልና
ናይ ሰብ'ዩ ምስጋና
እንታይ ትህብኒ እንከይበለ
እንታይ ክህበኪ ሃገረይ ዝበለ
ጸጋ ዝማሓለ
ሰላም'ዩ ዝሃንን መኣድና
ማያ ካብ ካዓወቶ ደበና
ራህዋኹም'ዩ ኢሉና
ስገመይ ዓቲረ ክኣትወኪ
ዓልልለይ ኣብ ገበላ ኴንኪ
ርሑስ'ዩ ደሃይኪ
ተቐበሉ ክህበኩም ዕምበባ ዘብህግ ስልማት
ሰዊት ስገም መቓልሕ ናይ ጻዕሪ ሕፍሶ ድራር ዕለት
ዕቱር ተስፋ፡ትምኒት ፍረ ጻማ ምልክት ናይ ልምዓት
ኒሕ ዓጢቑ ተለቂሑ ጽምዲ
ኮብኪቡዎም ናይ ራህዋ መንገዲ
ደበናይ ፍረዲ
ሓንሳብ ድርቂ ሓንሳብ ግደ ኣምበጣ
ክንደይ ግዜ ኢሉ ደሓን ንዓመታ
ዓቕሊ ኣለዋ ጎይታ
ምስ ሂወት ገጢሙ ተዓዋታይ
ልሙዕ መንፈስ ጻዕረኛ ሓረስታይ
ኣጆኻ በሉለይ
እቲ ሓደ ብጉልበት
እቲ ሓደ ብፍልጠት
እቲ ሓደ ብንብረት
ተጠሚርና ብናይ ፍቕሪ ሰንሰለት
ነልማዓያ መሬት
ነለምልማ መሬት
ክንሰግራ ድኽነት
ክሓልፈላ'ዩ ስድራ-ቤት
ክትለምዕ'ያ መሬት!
Legend never die we will remember you forever 😍🙏
ОтветитьAbrhimo the King of Eritera❤
Ответить❤️❤️❤️
ОтветитьAbrahem skukor wetru ablbi kulu alka
ОтветитьAbreshayyyyyy ahhh alem godolo shiwet segam 🥰🥰🥰🥰💯💯💯
Ответить❤❤😭💔
Ответитьእቲ ሓደ ብፍልጠት
እቲ ሓደ ብጉልበት
እቲ ሓደ ብንብረት
ዋውውውውው ነልምዓያ መሬት
ኣቱም ህዝቢ ብጀካ ርስትና ሃገርና ካልእ የብልናን ብሃገርና ንሕሰብ ነልምዓያ መሬት ካብዞም ናይ ጎዳጉዲ ሳሕል ግናያት።
እቲ ሓደ ብንብርት እት ሓደ ብግልቦት እቲ ሓደ ብፍለተት
Ответить❣❣❣❣💯👏
ОтветитьTrue Legend & KING
Ответить❤❤❤
Ответить❤❤❤
Ответить💙💙💙
Ответитьمنوار❤
ОтветитьAbraham kin music
ОтветитьAhhh. Nbrshey. Zkewn. Mglixi. Yeleyn❤❤❤
ОтветитьLegend abrhimo
ОтветитьThis song hits different ❤ forever remembered abrhimo.
Ответитьኣብሪሞ❤❤❤❤❤❤ኣቦ ስነጥበብ ሙዚክ👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑
Ответить*ሰዊትስገም*
ተቐበሉ ክህበኩም ዕምበባ ዘብህግ ስልማት ሰዊት ስገም:መቓልሕ ናይ ጻዕሪ ሕፍሶ ዕለት ዕቱር ተስፋ:ትምኒት ፍረ ጻማ ምልክት ናይ ልምዓት ካብ መሬተይ ዝባቐለ ሰዊት ዓንጋሊተይ ንሰብ ከም ንጥሪት- ምስ ፍቕሪ ምስ ስኒት ብምሉእ ሓይለይ ሰሪሐ ጽዒረ ኣሕሊፈዮ ጸሎት ተደሪረ- ምጾታት ሰጊረ ዘኪረዮ ክትባድም ግራተይ ፈንጂ ዘሪኦምዎ ከለኹ ብህይወተይ- ረዲኤት ዘይናተይ
ተቐበሉ ሎሚ ንማእቶት ሰብ ርስቲ ወፊሮምዎ መዓቢይቶም ፈልሲ ጋሪዶምዎ- ማይ ኣቐብልዮም ዝሓለፉን ዘለዉን ንሰብ ቅያ ብልግሶም ሃብታማት ብሕልና- ናይ ሰብ'ዩ ምስጋና እንታይ ክህበኪ እንከይበለ እንታይ ክህበኪ ሃገረይ ዝበለ-ንጸጋ ዝማሓለ ተቐበሉ ሰላም 'ዩ ዝሃንን መኣድና ማያ ካብ ካዓወቶ ደበና- ራህዋኹም'ዩ ኢሉና ስገመይ ዓቲረ ክኣትወኪ ዓልልለይ ኣብ ገበላ ኳንኪ- ርሑስ'ዩ ደሃይኪ ኒሕ ዓጢቑ ተለቒሑ ጽምዲ ኮብኪቡዎም ናይ ራህዋ መንገዲ-ደበናይ ፍረዲ ሓንሳብ ድርቂ ሓንሳብ ግደ ኣምበጣ ክንደይ ግዜ ኢሉ ደሓን ንዓመታ- ዓቕሊ'ለዎ ጎይታ ምስ ህይወት ገጢሙ ተዓዋታይ ልሙዕ መንፈስ ጻዕረኛ ሓረስታይ- ኣጆኻ በሉለይ እቲ ሓደ ብጉልበት
እቲ ሓደ ብንብረት ተጠሚርና ብናይ ፍቕሪ ሰንሰለት ነልማዓያ መሬት:ነለምልማ መሬት ክንሰግራ ድኽነት:ንሕልፈላ'ዩ ስድራ-ቤት ክትለምዕ'ያ መሬት!!!!!
ኣብርሃም ኣፈወርቂ
Alem godelo abrhshey mengste semay yewarska 🎉👑🇪🇷🌎🙏❤️🩹🥀
Ответить❤❤❤❤
ОтветитьZelenayo enque aytirio! Edilena eka
Ответить❤❤❤
ОтветитьAbrhimo abo fqri abo halyot
Mengste Semaj yewarska ❤️❤️❤️❤️
Abrsh tleyaleh
ОтветитьRip our king
Ответитьeven if i can not know these language i love your best music and i have no word how i express my feeling than you so much
ОтветитьAbrish fqerrrr ❤❤❤❤❤ l love you
Ответить♥♥♥♥♥
Ответить❤❤❤❤❤❤❤❤
Ответитьኣብርሸይ መምህር ሂወት ዓሕ ዓለም ካሕዳም!!!
ОтветитьAbraham afewerki
2024/4/20 still listings you songs Rip..
ኣብርሃም ይኣኺ 😢😢😢😢
ОтветитьAbraham Malet hiwet eyu ahhhhhhhh
ОтветитьNska ente thlu aykonen ezi seb ksded sdet zbl kal aymsfeltnayon
Ответить2024😔
ОтветитьThe people of Amhara love Eritrea. I can't understand the language of Tigre but I listen to Abraham's music and it makes me hyper.
Ответитьዘይምኖ ደርፊ ኣብርሃም ኩሉ ግዜ ኣብ ልቢ ሰማዒ ኣለካ
ОтветитьAbrsh legend King of art we love you so much❤kesirna nska zeymhlawka😢
Ответитьእቲ ሓደ ብጉልበት እቲ ሓደ ብፍልጠጥ እቲ ሓደ ብንብረት ነልማዓያ መሬት ሞቲቨት ትገብር ደርፊ ኣብርሽ❤❤❤❤
ОтветитьAbo Feqri, Fetawi Eritrea 🇪🇷 mis Kulu hibreteseba nerka, gn Hiwet godolo , feqar zeytfotu koyna naka wesida tilna …. Aye Hiwet 😢
Particularly your all songs for us us
Eritrean people just like a Medicine
Rest in peace Abraham wedi Hizbi Eritrea 🇪🇷 :)
you are always in our Heart ♥️
The one who uploaded his music Thank you
Amiin ❤
Ответитьኣብራሃም ኣብ ሰዓቱ እዩ ሓሊፍ ምኽንያቱ ደጋፊ ወይ ተቓዋሚ ምኾነ ብ ህዝቢ ምተጸለኤ ❤❤❤❤ King of music ❤❤❤❤
Ответить