ሰበር ዜና-ሓድሽ ፕረዚዳንት ትግራይ| ኣምባሳደር ወንድሙ ኣሳምነውመግለፂ ሰራዊት ትግራይ

ሰበር ዜና-ሓድሽ ፕረዚዳንት ትግራይ| ኣምባሳደር ወንድሙ ኣሳምነውመግለፂ ሰራዊት ትግራይ

Tigray forum

13 часов назад

10,093 Просмотров

Ссылки и html тэги не поддерживаются


Комментарии:

@AlemHagos-co5gk
@AlemHagos-co5gk - 22.10.2024 06:14

እዙ ኣዛዚ እዙይ ዓይኑ ጨው ሓፂቡ ንፓርቲ ከጠንቅቅ ሰሚዐዮ
እዚ ኣርሚ 17 ኣብ ወርቂ ትግራይ ክውረር ዋና ኣተሓባባሪ ንገባራት ሞትን ጨፍጫፊን ኮይኑ ማንም ኣፍቱ ከባቢ ከይንቀሳቀስን ከይጥይቅን ብኣግባብ ልሙድ ገይርዋ ኣሎ
ገባር ጨፍጭፍካ ምፍካር ከብቅዕ ኩልና ዝደቀስና ይመስለኒ

Ответить
@NonCoviddi
@NonCoviddi - 22.10.2024 05:13

💪💪💪💪

Ответить
@NonCoviddi
@NonCoviddi - 22.10.2024 05:12

✅✅✅✅✅

Ответить
@rttr3992
@rttr3992 - 22.10.2024 00:17

😭😭😭😭😭😭😭✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾

Ответить
@welday232
@welday232 - 22.10.2024 00:01

ህዝቢ ትግራይ ንሰራዊቱ ዝሓምዮ ዘሎ ምኽንያት ደብረፅንተት ሰራዊት ምሳና እዩ ክብል ከሎ ኖ ንሕና ናይ ህዝቢ ኢና ኢልኩም መልሲ ብዘይምሃብኩም እዩ

Ответить
@welday232
@welday232 - 21.10.2024 23:55

ኣርሚ 17 እትበሃሉ በረቓ ሰማይ እርም የብልኩም እምበር ደብረ ፅንተትን መንጀሪኖን ሰራዊት ምሳና እዩ ክብልኹም ከለዉ ኖ ንሕና ናይ ህዝቢ ኢና ከይትብሉ ፈሪሕኩም ንውናት ግን መጠንቀቕታ ሂብኩሞ

Ответить
@welday232
@welday232 - 21.10.2024 23:48

ኣርሚ 17 ሓቂ እንተሃሊዉኩም ጉጅለ ደብረ ፅንተት ሰራዊት ትግራይ ክሳብ ናይ ግሉ ዓጀብቲ ኣምሲሉ ክገልፀኩም ከሎ ንምንታይ ኣይኮናን ንሕና ንህዝቢ ትግራ ጠጠው ዝበልና ኢና ኢልኩም መግለፂ ዘይሃብኩም ኣብ ዉናት በፂሑ ኣፍ ኣወፂእእኹም መጠንቀቕታ ትህቡ ሕወሓት ስለዘፍረሐኩም ድዩ

Ответить
@bemishagg9168
@bemishagg9168 - 21.10.2024 23:08

ልሕውሓትለ ፅቡቅ መጠንቀቅታ ይወሓባ ፅቡቅ መኣረምታ እዩ ቀፃለ ኸኣ ንፅበ

Ответить
@naninani-wx5eo
@naninani-wx5eo - 21.10.2024 23:03

ተኸሉ አዮ ሰራዊተ ተገራይ አሉ ዘዛረበ ዘሉ ዓዲ ወረቃ ማነም አተወሮ ሰቅ አሎ ዘረአ ኩሮኒል ዓዲ አነትሉዋ ነምታ ወረረትን ቅተለን ዘይካላኸል አንታይ አዮ ሰሩሖ ቀረረቶ ጥራሕ ጋዝጣኛ አበፅሕለይ ከሕደተ ጠለመተ ዛዓበሉ ዘተጠመቀሉ አዮሞ

Ответить
@BelayHailu-k3r
@BelayHailu-k3r - 21.10.2024 22:45

እዛ ኣሃዱ መሓውር ፀጥታዶ አይኮነትንያ? ምኽንያቱ ምልሻን ፖሊስን ኢሉ'ውን TDF ኩለን ኣባላት ፀጥታ'የን ዝብል እምነት ስለዘለኒ። መፈራርሒት'ውን መሲላ።

Ответить
@hayelom-u2q
@hayelom-u2q - 21.10.2024 22:37

አሀዱ ከይድካ አይትሸጉጥ ንስኻ እንድኻ መራሒ እሞ ጀነራል እየ እንድኻ ትብል አይንስኻ እንድኻ ህወሓት እና እናበልኻ ትዉዕል ናይቲ ጉጅለ ጠበቓ እየ እንድኻ ትብል ዋላ ሓዚ ተፈራርሒ እንድኻ ዘለኻ በቃ ንስኻ ስመይ ተላዕሉ እልኻ ትልፍልፍ ሰብ ሞይቱ ግን ንምንታይ ሞተ እልኻ አይትናገርን በስባስ ሌባ

Ответить
@Noname-n7b3u
@Noname-n7b3u - 21.10.2024 21:30

ካበይ አምፂእካዮ ሰብ አይተደናግሩ

Ответить
@Auroradivision
@Auroradivision - 21.10.2024 21:21

ኣባላትካ ስነ ስርዓት ናይ ምትሓዝ ሓላፍነት ግን ክህልወካ ይግባእ። ብዘይ ሓበሬታ ናይ ሰብ ህይወት ሓሊፉ ኢልካ ክጽብጸብ ኣይኽእልን። ጸገም 'ማ ኣሎ እዩ ዓርኩ። ንጹህ ምምሳልን ንፁህ ኮይንካ ምርካብን ይፈላለ እዩ።

Ответить