TMH - "ህዝባዊ ዋዕላታት ከይነካይድ ተኸልኪልና" ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ እዋናዊ መግለፂ

TMH - "ህዝባዊ ዋዕላታት ከይነካይድ ተኸልኪልና" ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ እዋናዊ መግለፂ

Tigrai Media House

3 дня назад

853 Просмотров

Ссылки и html тэги не поддерживаются


Комментарии:

@HT-hg8fl
@HT-hg8fl - 18.10.2024 16:03

ህዝቢ ንክስዕበኩም ካብ ንህወሓት ምጽራፍን ምጽላምን ግደፍዎ : ኣብ ክንድ ዘረባኩም ጸርፍን ጸለመን ህወሓት ምግባር : ፓለቲካዊ ፕሮግራምኩምን ኣብ ስልጣን ምስ መጻእኩም እንታይን እታይን ለውጢ ከተምጽኡ ኢኩም ብዝሰልጠነ መንገዲ ንህዝብኩም ኣረድኡ ከም ኣማራጺ ውድብ ቅረቡ ከም ቆልዑ ማክክረፎን ሒዝኩም ወግሐ ጸብሐ ህወሓት ኣይትበሉ : ብዙሕ ክበሃል ዝክእል ኣሎ ኣብዛ እዋን ብዛዕባ ትግራይ : ግዝኣታ : ስደተኛታት : ምሩካት ምልቃቅን ....ወዘተ መርገጺኩም ብጋዜጣዊ ዋዕላ ኣፍልጡ እኣብ ጎድኒ ትግራይ ኩኑ ::

Ответить
@abebeh.8145
@abebeh.8145 - 19.10.2024 09:23

ሕዋሕት ኣማራፂ ብምዕፃው ካም ፈጣሪ ክትረአ እምበይ ካልኦት ውድባት ክጥጥዑ ኣይትደልን እዙይ እንደገና vanguard ብሕታዊ ገባሪ ሓዳጊ ክኽውን እዩ ልደሊ እዙይ ልህዝቢና ሓደገኛ እዩ ህዝቢ ኣመራፂ ከይህልዎ ይግባእ በይኑ ገባሪ ሓዳጊ (ሻዕቢያዊ እያ ሕዋሕት).

Ответить