TMH - "ዴሞክራሲያዊ መረፃ ምክያድ ዓብዩ ሽቶ ግምት እዩ" ኣይተ ኣሰፋ ኣብርሃ መጠቓለሊ ርኢቶ

TMH - "ዴሞክራሲያዊ መረፃ ምክያድ ዓብዩ ሽቶ ግምት እዩ" ኣይተ ኣሰፋ ኣብርሃ መጠቓለሊ ርኢቶ

Tigrai Media House

2 дня назад

295 Просмотров

Ссылки и html тэги не поддерживаются


Комментарии:

@aronyonas7563
@aronyonas7563 - 20.10.2024 02:11

እዞም ጃዊሳ ሽም ትግራዋይ ዝተሽከሙ ደቂ ፓሊስ አባት ጦር ወታደር መ/ም ወዘተ ብስራህ አቢሎም ተንኮል ሂዞም ይመፁ ናቶም ውላድ ይብፅብፁና አለው ክፅናእ ዘለዎ 1969 ተመሳሰሲሎም አትዬሙና ዝተረዳእናዬ ደጊምና ሪኢናዬም ሽኡ ዝነበሩ አለው ከም ኮሚሳር ሽም ተጋሩ ዝተሽከመ ፃድቃን ጃዊሳ ካብ ትግራይ ዝተደቀለ ብሽጣራ ብንዳብኡ ወሎየ 100% ኢሳያስ አፈወርቂ ነቶም የህዋትና ፊክ ኤርትራ አዘንጊእዎም ብሽምግልና ብልመና ስልጣን ሀቡኒ ብአውራጃውነት እንዳፈላለየ ካልእ ተንኮልን ቀቲልዎም አለም ዝፈክጦ ሚስጥር እዩ እኒ ኮሚሳር ፃድቃን ጃዊሳ ጌታቸው ረዳ ትግራዋይ አይኮነንን ናኣይ ቀረባ ቤተ ስብ ናይ ዛዲግ አብርሀ ህዋህት ዘባረረቶ ብልፅግና ዘሎ ስለዚ ካልኦትን ፋራ ኮካኮላ ንህዋህትና ህዝቢ ትግራይ ክብትኑ ብከመይ አይነት እግሪ ክሀስቡ ከለው እዩ ክፍንጡሁና dabble standard dabble face ብህማቅ ግንባርኩም ክፈርስ እዩ ህልምኩም ክሳካእ ካብ ተባእታይ ደርሆ ፀባ ህለቡ ፃድቃን አየናይ ኩናት መሪህካ ትፈልጥ ንፋለጥ ኢና ክልተ አውላእሎ ኮሚሳር ሀይሊ ከለካ ብድህሪኡ ንጉባኤ ዳስ ክተዳሉ ከይፍካ ብከምአ ሀሊፍካያ ፋራ ሬንጀር ተከዲንካ ካርታ እንዳርእድካ እንጣጢእ እንዳዘርአካ እንዳሀስካ መፂካ ህጂ ግን አማውታካ ፀይካ ህእቢ ትግራይ አይትፈልዎን ተወሊፍክሙሉ እምበር ጃዊሳ 😂😂😂

Ответить
@GuesheSahle
@GuesheSahle - 20.10.2024 03:14

አብዚነኦ ጋህታፍ ኸዓ ይህትፍ አሎ!!!!ሓሳዊ መታለሊ ጠላም ምክርቤት አፍሪሱ እነተብቅዕ ምክርቤት መን ኸምዘፍረሳ አይፈልጥን ዝበለ ወራዳ ሰብ ዕዩ!!!!

Ответить
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 - 20.10.2024 09:15

Abyi telake no

Ответить