Комментарии:
Leba haswete Idoit Ghafa
Ответитьኣብ እስቶክ ማርኬት እንነጥፍ ኤርትራውያን ውሑዳት ኣይኮናን። ስለዚ መን ይበሃል እቲ ኢስቶክ ናቶም? ወይ Stick ticker ናይ ትካሎም ጽሓፈልና፡ ኩነታቶም ክንካታተሎ። ብዓብኡ ነቶም ኣብ ዓድና ወፍሪ ዝገብሩ ምሕጋዝ ግዴታና እዩ።
ОтветитьBrawo kexlo sebey❤
Ответитьኩቡር ሐወይ ጽቡቅ እንድዩ እቲ ዳህሰሳ ብማዕድናት አብታ ለዋህን ጻዕረኛን ህዝብናን መንግስትና ብዓሎም አጻቢቆ ይፈልጥዎ እዮም።
አብ ግዜና ንአሽቱ ኮለና አመሪካውያን ሐመድ እብ ኮንተነር መሊኦም ብዕብይቲ ማኪና ጽዒኖም ንባጽዕ ይወስድዎ ነበሩ እሞ ነዚአ ነገር ሓመድ ትርጉማ ዝገልጸልና አይርከብና።
ሐጂ ግን መልሰ ቁሩብ ክበርሃለይ ጀሚሩ።
እንተ ተጋግየ'የ ካአ ይቕሬታ ይሐትት ብሩክ ማዓልቲ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Great information,keep going,great job 🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️👑❤️❤️👍🏾💪🙏🏾🎉🎉🎉🎉
ОтветитьHimaq program
Ответить🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🌟🌟🌟✅✅✅
Ответить❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🎉🎉🎉
ОтветитьWelcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ответитьከነዋፍር እንድሕር ደሊና ኣብዚ ትካል ወይ ሼር ክትገዝእ ብከመይ ክትሕብረና ትክእል።
ОтветитьThanks for sharing the good news.
Keep up the great work. 👍
Thank you.
Ответить❤❤❤❤❤❤❤
Ответитьተገዲስካ ምቕራብካ ዝነኣድ እዩ ነይሩ። ግን እዚ ኹሉ ጽቡቕ ሰሪሕካ ከተብቅዕ፡ ነቲ ናይቲ ቪድዮ ክሊፕ ድምጺ (Origina Sound) ኣጥፊእካ፡ ናትካ ከም ንባብ ዝመስል ድምጺ( Audio) ምጥቃምካ ነቲ ኩሉ ትሕዝቶኻ ኣጉዲልዎ። ማለት እቲ ዝረኤን ዝስማዕን ዘሎ፡ ዝምድና ዝይብሉ ዘየሳኒ ኮይኑ ስለ ዝቐርብ ዘሎ። ናይ ዝኾነ ቪድዮ (Video Clip) ምስኡ ዝመጸ ድምጺ (audio) ምስዝጎድል፡ እቲ ትሕዝቶ ናይቲ Orginal video ተበላሽዩ ወይ'ውን (altered) ኮይኑ ማለት'ዩ። ናይ ግድን ክትርጉሞ ኣለኒ እንተ ኢልካ፡ ኣገባብ ኣተራጉማ ተክኒካል ኣገባብ ምጥቃም የድሊ። ንሱ ማለት orignal audio mute ምግባር ኣይኮነን ። ካብዚ ኹሉ ነቲ ድምጺ ከምዘለዎ ገድፍካዩ እንተትኸውን ምሓሸ። ኣድላዪ እንተኾይኑ፡ ኣብ መውዳእታ ኣረፍተ ነገር (at the end of each paragraph) ናትካ ትርጉም (Narretion) ከተእቱ ምኸኣልካ። ካልእ፡ ከምዚ ኣጋጣሚ ረኺብኩም ተገዲስኩም ከተቕርቡ ከለኹም፡ ኩሉ ግዜ ሓበሬታ መወከሲ (Reference) with Original website link ከተቕርቡ ይግባእ። ልዕሊ ኹሉ ግን ተገዳስነትካ ክምስገን ይግባእ።
Ответить🙏🇪🇷🙏
Ответитьፅቡቅ ሃበሬታት እዩ ንዓና ንተጋሩ እውን፡ ኮምዝኣቶም እዮም ንመንግስትይ ኢርትራ ዝድፋፊእዎ ናብ ጦሪነት ተውሳክይ መሬት ትግራይ ናይ ምዓዲን ክውስዱ ኣብ ትህትይ እዶም ክእትው ህዝብይ ትግራይ ክፅንት፡ ኣብሱዳን ዝግርብር ናይ ምዓዲን ውርራ ንሩእ ኣለና ህዝብይ ሱዳን ከምይ ከምዝፅንት፡ እዝኣቶም ኣብ ትህትኦም ክእትው መሬት ምዓዲን ብምብራቕን ብምዒራብን ውሪዲዎ ዘሎ ህዝብይ ትግራይ፡
Ответить❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Ответитьቅዲምይ 30ዓምት ዝገበሪዎ ንይ ትግራይ መሬት ሃውሶም ኢርትራ ሃገር ክገብሩ ዝክኣሉ፡ ብምዓዲን ይህለሙ ዲህርይ መሬት ትግራይ ህይዝዎ ዘሎ መንግስትይ ሽዓብይ፡ ይህለሙ ክህፍትሙ፡ ንምፅነትይ ናይ ኣሻሃት ህዝብይ መፅነትይ መንግስትይ ሻዓብያ፡ ምስቶም ዊዲባት ተቓዊምትይ ሻዓብያ ትሃባብሮም ክህፍትሙ ይህለሙ ንወደም ግን መሬት ትግራይ ክምለስ እዩ፡ ብሻ ክኣ ኢርትራ ጥራይ ኣይኮነትን ትዊንኖ ትግራይን ዓፋሪን ኣለዊዎ፡ ምንግስትይ ሻዓብያ ብምፅነትይ ዝተከስስ እዩ፡ ምን ምን እዮም ክውዓዓሉ? ምስ ተቓውምትይ ውዲብ ኢርትራ ይፍትኑ ናይ ሻዓብያ መርህትይ ብምፅነትይ ዝፍፅሙ እዮም፡ እዝኣቶም እውን ዝድፋፊእዎ ምፅነትይ እዩ፡ ሃቅይ ቕስ እላ እያ ትቓላዓ፡ ትግራዋይ ኣፅንትካ ኣይኮዊንን፡ ህልምይ ጥራይ ኮይኑ እዩ ዝተርፍ፡ ከም ናይ ሱዳናዎያን ኣይኮዊንን፡
ОтветитьThank-you 🇪🇷 ❤ 🇪🇷
Ответитьሰክት ዶንቆሮ ባርያ ቅድሚ ሕጂ ዝጋሕግሑዎ ይኣኽሎም ዓዋን ማዕድን ኤርትራ ተጋሕጉሑ መሀብተሚ ሃገራት ይኸውን ኣሎ ሕጊ ዘይብላ ፍትሒ ሓርነት ዘይብላ ሃገር መጻወቲ ጋሓላሉ ያ ትኸውን
ОтветитьSelam kubur haw, qedmi hji ab Frankfurt Germen alwom, bota meshti Berki elka nerka emo, Adresse eba seddley abeu sele zeqmet 10q
ОтветитьThank you brother for sharing information appreciate!!!
ОтветитьChange the spelling to Asmara & i will subscribe
From Wedi Asmara Ebay Bimbori
thnx ❤❤❤❤
ОтветитьBitaemi nemesigineka busul eritrawi hawina ezi nab kulu eritrawi kibatsah nay kulu semae yikun nezi habirom hawina kulu kisemio nay kulina halafinet eyu deki erey tsaeda
ОтветитьEgziabihir neritran hzban ybark ayni abaya ydefen nemesgn wedi ereyyyyy jgna ❤
Ответить❤❤❤❤❤❤❤
ОтветитьGreat job Asmera Abay. Keep it up
ОтветитьBravo 💗🇪🇷🇪🇷💪💗💪💪💪
ОтветитьYeqenyelna Asmera Abay👍 qexelo ika nufu🎉
ОтветитьWealth comes from hard work and people comes to earth to work and that's how it is with Eritrean people all the time.Proud to be Eritrean
ОтветитьThank you dear brother for your information, next to this can you give us detail information how we can ingage on the investment and how to communcate with the company, bank ect......
Thank u
ኣገዳሲ ኩርናዕ ኢኻ ኣቅሪብካ። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ማዕድናት ቀሊል ኣይኮነን።
Ответитьኣታ ኣስመራ ብእንግሊዝ ብ ኢ ኢያ ዘላ። አ
Ответить❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ОтветитьDengola ,eti maedin ab tikmi Hizbina ywiel alo do elka gida zeytihatit beham.
ОтветитьAs always quality program!
Ответить❤❤❤ኣሰላም ሰላም ክቡር መምህር ብዛዕባ ሃገርና ተቕርቦም ብጣዕሚ ኣገደስትን ምኻኖም የመስግነካ ፡ ሕቶይ ግን ካብ ቶናት ሓደ ግራም ዝብልግን ኣይውሓደን ክንደይ ቶንት ሓመድ ገላቢጥካስ ክንደዩ ክኸውን ዝወሓደ ኮይኑ ይስመዓኒ ነብርሂ ክትገብረልና ምስ ምሉእ ምስጋና
Ответить🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣Sad
ОтветитьWoww great information thank you
ОтветитьGin kemey gerna birki niatu please hagizena ane an canada eie ziqimet tegediska kitmiliseley tesfa egebir
ОтветитьStand up Eritrean people. Stand up.
Young generation 😂 Justice for eritrean People. 😂 Shame Eritrean government. 😂 Stop.
Stop Support Mafia group
I waiting your answer
ОтветитьL Ethiopie c'est de la merde.les Ethiopiean mangent pas dans leur assiettes.. toujours il veulent manger l erythrean.c est Incroyable trisse d avoire le voisinage pareille ..paix pour le peoples du monde...❤❤❤
Ответитьእቲ መሰረታዊ ነገር ሃብቲ ሃገር ናብ ረብሓ ህዝቢ ብኸመይ ይውዕል ኢዩ ። ዝተፈላለያ ሃገራት ብ ባህርያዊ ሃብቲ ዘግየጻ ኣለዋ ከም ክውየት ፡ ቀጠር ፡ ነርወይ ፡ ሱዕዲ ወዘተ ክንብል ንኽእል ወይ ድማ ደቡብ ሱዳን ፡ቨንዙዌላ፡ ማእከላይ ኣፍርቃ ፡ ኤርትራ ። እቲ ፍልልይ እምበኣር ምሕደራ ኢዩ ። ስለዚ ኤርትራ ብቅጦባ፡ ትምህርቲ፡ ወታደርውን ቴክኖሎጅካዊን ፡ ብዓቢኡ ከ ማሕበርዊ ፍትሒ ክህልዋ ኣብ መሕደራ እዞም ጸጋታት እምበር ኣብ ህላውኦም ጥራይ ዝምርኮስ ኣይኮነን ። ኩሉኻ ግዱስ ኤርትራዊ ጸጋታትካ ንኸንቱ ከይባኽን ን መሰልካን ንፍትሕን ተቃለስ ንቃሕ።
ወድቀት ንጠለምቲ ብጾቶምን መለኽትን።
🐪🇪🇷♥️🇪🇷💪🇪🇷🥰😍😘🇪🇷💯🇪🇷👍🇪🇷🙏🤲🏻🐪🇪🇷☝️🇪🇷👏🌷🌹👈
ОтветитьEritrawinet kuber meninnet 🇪🇷
Ответитьኢዚ ተምጾኦ ዘሎኻ የመስግነካ ኣበይ ኢና ከነውፍር እዞም ኣብ ኢውሮጳ ንቕመጥ ጽ ጹይ ሓበሬታ ሃበና ክቡር ሓው ንረብሓናን ንረብሓ ሃገርናን ክንጠቅም።🇪🇷🙏🇪🇷🙏😊
Ответитьወድ አስመራ ጽቡቅ ሐበሬታ የቀኒየልና
Ответитьናይ ባሓቒ ጽቡቕ ትንተና
ኤርትራ ሃገርና ትባረኸልና 🇪🇷🐪🇪🇷⛪🇪🇷🕌🇪🇷⛪🇪🇷🕌🇪🇷🙏🏻🇪🇷🌹🇪🇷💐🇪🇷