Комментарии:
Enke bslam mxkana ❤
Ответитьዳዊታ ትጠፍኣና ኣለኻ
ОтветитьEnke bslam mxkana ❤
Ответитьናፊቀካ ቀኔ ❤
Ответить🫅🫵
Ответитьእንታይ እስኪ ይሕዋት ወላ ደኣ ስቃይ ሄርሞን ዘሳቅየኒ እንተ ኾነ ማእርግን ኮኾብን ግን ብሓደ ምኻኖም ይሕጉሰኒ እዩ እቲ ምንታይ ካብ ናይ ሄርሞን ሃጎስ ናይ ኮኾብን ማእርግን ብሓደ ኮይኖም ዝሕጎስዎ ይበዝሕ 😢
Ответить❤❤❤❤❤❤
Ответить_ትጠፈእና ኣለኻ🎉❤
ОтветитьWell come ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ОтветитьWell come yakoba gn tdnguyena aleka
ОтветитьMs zefkreka
ОтветитьWelcome yacoba edmen tenann yhabka
ОтветитьThanks yaqoba
ОтветитьWelcome Yacob hawey
Please gn tdungyena aleka mas kon ymexe ele Kxbeyeka qenye ❤❤
Herie mqrti love you ❤️❤️❤️❤️
ОтветитьWelcome back 🙏 🌹💖
ОтветитьBselam mxana yaqob hawna Good luck 👍 💖🙏👊👏✍️
ОтветитьWelcome yacoba ❤❤❤
Ответитьኣነስ መምስ ዘፍቅርዎ ክነብሩ❤❤❤❤❤
ОтветитьEza zanta ksema koleku nbat eyu zsereni 😭😭 bzkone htoka kmlselka nsu afqirwa nsa zeytefqro wey nsa tfqro nsu zeyefqra zmexe feqri yelen entay dea afqirka ktfqer aleka Dengixka zmexe feqri wn yelen ab nebsey sle zfetenkwo nsu afqirni ane kea dengixe nfqri heray ileyo emo nwede ms belkwo buzuh sle zthaseye 😭😭 leke kemza nay hermo eza hji zela afqaritu kltiom kfaqeru eye zdelyomn zmneyelomn 😊
Hermon tedengxeni eya I hope ms tedlti kemti zefqera ns wn ketefqro emo mewedaeta nbata menqexi kkonela ❤❤❤
Yakoba season 8 bhanqewta kxbeyeka ina aytdongyena please
Enke beslam mexkana yacoba hawey ❤❤❤
Ответитьናይ ፍናን ክ አንታይ ጌሩ ብዛዕባ እታ ኣብ ናይ ቀደም ገዝኦ ዝጸንሓቶም ........ን ኣዋልድ ምስ ዘፍቅረን ን ኣወዳት ከ ንዘፍቅርዋ ይብል ኣነ
Ответитьብጣዕሚ መሳጢ ኣዛናትዋ ከምኡ ዉን ትሕዝቶ ያቆባ ።
ከምግምተይ ሄርሞን ምስ ትዕልቲ ክትውድእ እያ ኣዝያ ፈቃር ስለዝኮነት ንሱ ድማ ዋላ እኮ ድሕረባይቱኡ ካብ መጀመርታ እንተዘይፈለጥናዮ ከምዝፍqራ ዩ ዘርኢ። በቲ ሓደ ድማ ዝምስጥን ደስ ካብዝብለኒ ታሪክ ናይ ማዕርግ ምስ ኮኮብ እዩ። ካብ መጀምርታ ክፋል ካብ ትምህርቲ ጀሚሮም ዝነበሮም ርክብ ናይ ክልቲኦም ስምዒት ፍቅርን ብዙሕ መሰናክል ዝሓለፈ ጥራይ ዘይኮነ ብሓዊ ዝሓለፈ ፍቅሮም ኣብ መወዳእታ ክበጽሕ እዩ ዝብል ግምት ኣለኒ ። ግምት ጥራይ ዘይኮነ ድማ እቲ ዝከይድ ዘሎ ጉዕዞኦም ናይ ፍጻመ ገጹ ዝከይድ ኮነት ስለዝተፈጥረ እዩ ። ኣብ መወዳእታ ቃልኪዳን ኮኮብ ክፈርስ ክብድ ዝበለ ፍሕፍሕ ኣብ ሞንጎ ኮኮብን ባዓል ቤታን ከሙ ድማ ሰብኣያ ምስ ማዕርግ ማለት ዩ ኣብ መወዳእታ ድማ ኣብ ኤርትራ ኪቢድ ኩነታት ኣሕሊፉ ምዕርግ ምስ ኮኮብ ናይ ምካን ዕድላት ፈጢሩ ብሓደ ይነብሩ ዝብል ግምት ኣለኒ ። ፍናን ድማ ካብ ፕሮሰስ ዝገብር ኣብዚ ከምጻሉ የ ባዕለይ 😁 ስወደን ዩ ዘሎ ምሽ ኢልካና 😃 ። ምስ ተፍቅሮ ዶ ምስ ዘፍቅረካ ድማ ፐርስናሊ ኣነ ምስ ተፍቅረኒ ይመርጽ ። ዝቅxል ምዕራፍ ድማ ኣይትዶንግየና ኢካ ኣብ ዘለካዮ ፒስ ያቆብ ንጉስ ፋንታዚ
❤
Ответить❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ответитьሰላም ያቆብ ሓወይ እንኮዓ ሞ ብሰላም መፃካ ግን ኣይትጥፍአና ባ ኣዲነቅቲ ያቆብ ከመይ ቀኑኩም 😍😍♥️
ОтветитьUfffff I been waiting for this
Ответитьየቀንየልና ያዕቆብ ሓወይ ብርዕካ ይሰስን❤
ከም ግምት ሰብኣይ ኮኮብ ሕምስ ከብሎም እዩ ንማዓርግን ኮኮብን ኢለ ይግምት😊
ኣበይ በይነይ ድዩ ብድምፁ ዝናፍቆ እዚ ወዲ💚💚❤
ОтветитьGood job Yakoba 👏 👍 👌 🙌
Ответить❤❤❤
ОтветитьWelcome ❤❤❤🎉🎉🎉😢😢
Ответить𝕎𝕖𝕝𝕔𝕠𝕞𝕖 𝕪𝕒𝕔𝕠𝕓 🙌
ማዓርግ ምስ ኮኮብ ኣይውድእን ።ም/ቱ ኮኮብ ዋላ ተፍቅሮ ግን ክዓ ስለ ቃል ኪዳናን ውላዳን ኢላ ውሽጣ ንክትውስን ዕግበት ኣይስማዓን እዩ ።ማዓርግውን ንስለ ኩሉ ግብሩ ካብ ሄርሞን ን ኮኮብን በይኑ ክተርፍ ኣለዎ ወይለከ😅 ሄርሞን ምስ ተዕድልቲ ክትውድእ እያ ። ኣብ ፍቅሪ ክኣ ንጓል ኣነስተይቲ ምስ ዘፍቅራ ይበልፅ።
❤❤❤❤❤❤
ОтветитьMeareg character development memelisu kabe season nabe season enda godele yekeyed alo. Kemzi aynet fetawi nebsu character reie ayfeletn
Ответить🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤
ОтветитьWelkom 🤗
Ответитьwa btaemi gn thasyena aleka 😢 lbna ferarikayo wa 🤨 anes ms zefkro eba mhasheni kab lbka ❤enda demeye gexka zberh gexka xelmitu lbka kbrh yehaysh mknyatu lbka ente demya mule hiwetka sle tena zeyrekb 😢
ОтветитьWedi baba dawit sihul gororo thank you 🥰🥰🥰
Ответитьሃይ ያቆብ ኣብ ዘለካዮ ሰላም ይምነየልካ ካብ ነዊሕ ዓመት ኩሉ መደብካ ይከታተሎ እየ ግን ዝበዝሐ እቲ መደብ ተጅሚሩ ዝተቃረጸ ዩ እዚ ክኣ ስምዒትና ይቆራረጽ ኣሎ ያ ዘይክጥዕመካ ይክእል ዩ ግን ኣብ ዝጥዓመካ ኩሉ ምስ ኣደላካዮ ምዝርጋሕ ይሕሽካ ካባካ ብዙሕ ዝምሃር ሰብ ኣሎ
Ответитьane ms zefqreni knebr eye zedeley
ОтветитьThanks yacob hawena.
1,Mes zefqereka menbar ember zemeqerie.coze kulu gezie eka hegosie.
2,Feqrie zeybelka bedengaxie terah ketneber aytekelene eka kem hermon eka enqoselka teneber.
And nebaetie eba qexelelna please..
ምስ ተፍቅሮ
ОтветитьWaww btami xbuq mesatun u zarkey t❤❤❤❤❤❤❤❤
Ответить😢 zefkreka ktrekib gn kebid u 😢
Ответитьበሓቂ ሄርሞን ከብደይ በሊዓትኒ ግን ብፍቅሪ ሞር ዓዊራ እንተ ነበረት ማዓርግ ከም ዝፍለያ 1 ትፈልጥ ነይራ ያ ሶ ግዝያዊ ስቃይ ቡዙሕ ሓጎስ ዩ ዘምጽእ
ОтветитьHermon with tiedlti
Ответить❤❤❤❤❤❤❤❤
Ответитьአነ ዝገርመኒ ግን ንምንታይ ኢካ ዝኮነ ዛንታ ኣብ መጨረሻ ክበፅሕ ተሎ ትድንግየና 😑
Ответить