Breaking ኣብ መቐለ ኣብ ውሽጢ 3 ወርሒ16 ደቂ ኣንስትዮ ተዓሚጸን፣ ፑቲን ትራምፕ ሰብኣይ ተባዕ እዩ፣ ፕ/ኢሰያስ ናብ ግብጺ november 8 2024

Breaking ኣብ መቐለ ኣብ ውሽጢ 3 ወርሒ16 ደቂ ኣንስትዮ ተዓሚጸን፣ ፑቲን ትራምፕ ሰብኣይ ተባዕ እዩ፣ ፕ/ኢሰያስ ናብ ግብጺ november 8 2024

ZENA TIGRIGNA

54 года назад

34,786 Просмотров

Ссылки и html тэги не поддерживаются


Комментарии:

@helenenu701
@helenenu701 - 08.11.2024 13:29

😢😢😢

Ответить
@superjonastic9344
@superjonastic9344 - 08.11.2024 13:29

Welcome kb enka beselam mexaka🎉🎉❤🎉❤🎉❤😊❤😊😊❤😊❤😊😊❤😊❤😊❤

Ответить
@ሰላምንትግራይ-ሐ4ዀ
@ሰላምንትግራይ-ሐ4ዀ - 08.11.2024 13:30

Welcome kb

Ответить
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 - 08.11.2024 13:33

Welcome KB

Ответить
@hailehabte8854
@hailehabte8854 - 08.11.2024 13:37

ኣንታ እንታይ ኢዩ ጉዱ ኣብ ዝረኸብወን ይምስወን

Ответить
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 - 08.11.2024 13:52

Welcome KB 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

Ответить
@janbe7051
@janbe7051 - 08.11.2024 13:54

ንፕረዝደንቲ ኢሰያስ ኣፈውርቂ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ❤2025❤

ዓመተ ሰላም
ዓመተ ጥዕና
ዓመተ ዓወት
ዓመተ ቅሳነት
ዓመተ ራህዋ
ዓመተ ምዕባለ
ዓመተ ሓጎስን ደስታን

ይግበረልካ ። ንህዝብካን መንግስትካን ኣምላኽና መድሓኒና ኢዮሱስ ክርስቶስ እግዝኣብሄር ይሓልኻን ይባርኽካን ጽላሉ የንብረልካ ይብል!!

እዚኣ ናይ ቀዳማይ ንኩቡር ፕረዝደን ኢሰያስ ሚንዮቶይ ኢያ። ❤❤❤❤❤❤

Ответить
@abueritrea9838
@abueritrea9838 - 08.11.2024 14:02

ኣብ ትግራይ ዳኣ ዓመጽን ስርቅን ቦቱኡ ስለ ዝኾነ እቲ ቁጽሩ ውሒዱ መዓልታዊ እዩ ዝኸውን

Ответить
@HukotYbehal-k5y
@HukotYbehal-k5y - 08.11.2024 14:03

እዚ ኣብ ትግራይ ኣብ 3 ወርሒ ውሽጢ ዝተገረ ዓመጽን ቅጥለትን ብ 2 ዓመት እሞ ነራባሓዮ፡ እቲ ዝህበና ውጺኢት ሰራዊት ኤርትራ እዩ ፈጺምዎ ምባል ደው ኣብሉ። ንእግረመገድኹም ከኣ ጅ.ባይደን ኢልካ ምንግርጋር ውን የለን ሕጂ

Ответить
@mansurnur7789
@mansurnur7789 - 08.11.2024 14:11

እሞ ትግራይ ምክፋፈሊ ናይ ገብን ኮይና

Ответить
@madinaabdala1835
@madinaabdala1835 - 08.11.2024 14:23

❤️🇪🇷💪🇪🇷❤️🇪🇷💪🇪🇷❤️🇪🇷💪🇪🇷❤️🇪🇷💪🇪🇷❤️🇪🇷💪🇪🇷❤️🇪🇷💪🇪🇷❤️🇪🇷

Ответить
@abrahamtsebeke6685
@abrahamtsebeke6685 - 08.11.2024 14:28

እዚእን ከ ሰራዊት ህዝባዊ ግንባር ድዩ ተጋሲስወን እንዳ ለለ ክክክክ

Ответить
@ErdiYosief
@ErdiYosief - 08.11.2024 14:33

ናይ ትግራይ ገበን ኣውሒድካዮ ብውሑዱ ብፍርቂ 😂

Ответить
@asmeromgebrebrhan5838
@asmeromgebrebrhan5838 - 08.11.2024 14:37

ዝበለጸት ዓመት ንኤርትራዊ ❤

Ответить
@jddbxx4445
@jddbxx4445 - 08.11.2024 14:45

🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

Ответить
@titititi2598
@titititi2598 - 08.11.2024 14:56

❤❤❤❤❤❤️❤️🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

Ответить
@merhawiberhe4711
@merhawiberhe4711 - 08.11.2024 15:00

እቶም ሰራዊት ኤርትራ ዓማጺ እዩ እናበልኩም ትነብሑ ሕጂ ኸ?
ህዝቢ ትግራይ ካብዚ መድረኽ ትምህርቲ ክትወስድን ናብ ኩዉንነት ተመሊስካ ነዞም ኣብ ቀዋሚ ጽል ኢ ከንብሩኻ ዝህቅኑ ፎእ እልካ ብሰላም ትነብረሉ መንገዲ ክተናዲ ተስፋይ እዩ። ትምህርቲ እዩ ግን ብኸቢድ ዋጋ ዝቕሰም ዘሎ!

Ответить
@teklehaile422
@teklehaile422 - 08.11.2024 15:22

Bahlawi tsewetaom yu😂

Ответить
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab - 08.11.2024 15:34

ትግራይ ብሓሶት ሽግራቶም ናብ ካልእ ከላግቡ ዘይሓፍሩ ህዝቢ ዮም:: ዓመጽ ስርቂ ባዕሎም ንባዕሎም ግን ንሰራዊት ኤርትራ ይዉንጅልዎም ድሑራት ህዝቢ ኢኹም ካብ ጌጋኹም ተመሃሩ

Ответить
@jhxjvzhudhhxj3490
@jhxjvzhudhhxj3490 - 08.11.2024 16:21

ዲምፂ ኩኑወን ኣብ ትግራይ ዘለዋ ደቂ ኣንስቲዬ ኒሕልናኩም ኪትብሉ😢😢😢😢😢

Ответить
@negaaraya6811
@negaaraya6811 - 08.11.2024 16:21

ኣብ ኣመሪካ ዶናልድ ትራም ብምምራጹ፡ ንደሞክራስዊት ፓርቲ አመርካን፡ ንምሉእ ኤውሮጳን እዩ ኣሰምቢዱ ዘሎን።
እዚ ኣብ መንጎ ሩስያን ኦክራኢንን ተፈጢሩ ብዘሎ ኲናት ካኣ፡ ብዝላዓለ ኢድ ኣእታውነት ናይ ኣመሪካ እዩ ዝካየድ ነይሩን። ኤውሮጳ ካኣ ሳዓብቲ ናይ ኣመሪካ ኮይነን፡ ናብ ማዓት ቁጠባዊ ቅልውላው እየን ኣቴን ዘለዋን። ብፍላይ ንጀርመን'ሲ ናብ ዓቢ ቁጠባዊ ቅልውላው እዩ የእቲውዋ ዘሎን። ብሰንኪ'ዚ ካኣ ንመራሕቲ ኣምፕል መንግስቲ ጀርመን ካብ ስልጣን ንምልጋስን፡ ንካንስለር ካኣ ኣብ ፓርላና ቀሪቡ ንወሪዱ ዘሎ ናይ ቁጠባ ጸገምን ቅልውላው ሕቶ ክምልስን፡ ካብ ስልጣን ክወርድ ድዩ ካኣ ክዝረብሉን እዩ።
ምስኪን ህዝቢ ኡክራኢን ግን ብጣዕሚ እዩ ዝህሰ ዘሎን። ስለዚ ኣብ ኤሮጳ'ውን ከምዚ ኣብ ኣመሪካ ተፈጢሩ ዘሎ ናይ ስልጣን ለውጢ ገለ ከረአ እዩ ዝመስል ዘሎን'ሞ ንጸበ ጥራሕ።
እዚ ኣብ ኢትዮጵያን ትግራይን ዝወርድ ዘሎ ጃምላዊ መቕተልትን ማእሰርትን፡ ኣብ ደቂ ኣብስትዮ ግፍዕን ዓመጽን ካኣ፡ ብወያነን ብብልጽግናን ኮነ ኢልካ እዩ ዝግበር ዘሎ። ምኽንያቱ ህዝቢ ብኸም'ዚ ገይርካ ብገበናትን ማእሰርትን መቕተልትን ዓመጽ ኣብ ደቂ ኣንስትዮን ወዘተ እንተረብሽካዮስ ናብ ድሕነቱ እምበር ናብ'ቲ ፖለቲካስ ቆላሕታ ክገብር ስይክእልን እዩ ስለ ዝተባህለ እዩ እቲ ኣብ ስልጣን ክህሉ ዝደሊ ዘሎ ሱቕ ኢሉ ክርእዮን፡ ከሳውሮን ዝረአ ዘሎን። ስለዚ ህዝቢ ኢትዮጵያ ሽግርካ ባዕልኻ ክትፈትሕ ተበገስ። ምኽንያቱ ክሕግዘካ ዝኽእል እምበር ዋና ኮይኑ ክሓልፈልካ ዝኽእል ስለ ዘየልን።

Ответить
@merhawisyoum6385
@merhawisyoum6385 - 08.11.2024 16:35

ተጋሩ ደቀ ንስቱልትዮ ምዕማጽ ባህሎም እዩ።

ክንዲ ዝስተሩ ድማ፥ ሰራዊት ኤርትራ ተጋሲሱ ድማ ይብሉ።

ብድስፕሊን፥ ዝተመልመለ ጽፉፍ ወተሃደር፥ ብከመይ ንትግራወይቲ ይጋሰሳ፥😊

ምግሳስ ነውሪ እዩ፥ ግደፍዎ

Ответить
@ftsumfachie-jf6iq
@ftsumfachie-jf6iq - 08.11.2024 18:04

❤❤❤❤

Ответить
@nisri1567
@nisri1567 - 08.11.2024 18:43

ዘገርም የብሉን፡ ዓመጽ፡ ጥልመት፡ ክሕደት ክድምና ደቀንስትዮ ህጻናት ዓሚጽካ ምቕታል፡ ባህሊ'ዩ ዘገርም የብልናን፡

Ответить
@wubethaile3205
@wubethaile3205 - 08.11.2024 19:00

wellcome back

Ответить
@BatsebaBerr
@BatsebaBerr - 08.11.2024 21:38

ፍትሒ ንተጋሩ ደቅንስትዮ እዋይ ምገስቲ የለን ድዩ

Ответить
@WediSaho-q8s
@WediSaho-q8s - 08.11.2024 23:38

❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

Ответить
@zerhaile3080
@zerhaile3080 - 09.11.2024 07:41

ቐደምውን ሰራዊት ኤርትራ ተጋሲሱና ዝብሉና ዝነበረ """""" አብ ህቶ ምልክት ክዓትው እዩ ፌክ ክሲ ነይሩ

Ответить